SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

Radio: SBS Arabic24

Categories: News & Politics

Listen to the last episode:

ንሎሚ ሓሙስ 28 መጋቢት 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ምስ ኣቶ መሓረና ይከኣሎ ብዛዕባ መድሕን ወይ ኢንሹራን፡ ዕዳን ካልእ ምስ ፋይናንስ ዝተሓሓዝ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት መቐጸልታ ኣለና፡ ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ከነቕርቦ ኢና። ነፈርቲ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኢሜረትስን ንሕምጢጥ ካብ ምግጫው ድሒነን ተባሂሉ። ኣብ ደቡብ ትግራይ ምስ ሓይልታት ኣምሓራ ግጭት ተኸሲቱ ከም ዝነበረ ተገሊጹ። ኢትዮጵያ: ንግዲ ዘይንቀሳቀስ ንብረት ንናይ ወጻኢ ዜጋታት ከምትኸፍት ኣፍሊጣ። ካልእን ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ኣለና። ዝመጽእ ዘሎ ሰንበት ብ ኣቆጻጽራ ፈረንጂ በዓል ትንሳኤ እዩ፡ ነዚ ምኽንያት ብምግባር “ኣብ ኣውስትራሊያ፡ በዓል ትንሳኤ ብኸመይ'ዩ ዝበዓል፧” ዝብል ትሕዝቶ ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ዓመታዊ መጠን ዝቕባበ ኣውስትራሊያ ኣብ ወርሒ ለካቲት 3.4 ሚኢታዊት ኮይኑ ቀጺሉ ከምዘሎ ቤት ጽሕፈት ስታቲስቲክስ ኣፍሊጡ። በዓል ትንሳኤ እናቐረበ ኣብዝመጻሉ ዘሎ: ኣውስትራልያውያን ዋጋ ቸኮላታ እናወሰኸ ይኸይድ ከም ዘሎ መጠንቀቕታ ተዋሂብዎም ። ኣብ ደቡብ ትግራይ ምስ ሓይልታት ኣምሓራ ግጭት ተኸሲቱ ከም ዝነበረ ተገሊጹ። ኢትዮጵያ: ንግዲ ዘይንቀሳቀስ ንብረት ንናይ ወጻኢ ዜጋታት ከምትኸፍት ኣፍሊጣ።

Previous episodes

  • 4964 - ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 መጋቢት 2024) 
    Thu, 28 Mar 2024
  • 4963 - ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 መጋቢት 2024) 
    Thu, 28 Mar 2024
  • 4962 - ኣብ ደቡብ ትግራይ ምስ ሓይልታት ኣምሓራ ግጭት ተኸሲቱ ከም ዝነበረ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) 
    Thu, 28 Mar 2024
  • 4961 - ኣብ ኣውስትራሊያ፡ በዓል ትንሳኤ ብኸመይ'ዩ ዝበዓል፧ 
    Wed, 27 Mar 2024
  • 4960 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 መጋቢት 2024) 
    Wed, 27 Mar 2024
Show more episodes

More australian news & politics podcasts

More international news & politics podcasts

Other SBS Arabic24 podcasts

Choose podcast genre